መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት

ትፈትወን ዛንታታት ካብ መጽሓፍ ቅዱስ. ብምሉኡ ነጻ.

ናትና ዕላማ

ማቴዎስ 19፡14 ኢየሱስ ግና ‘’ መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣትም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕደጉዎም ህጻናት ናባይ ንምምጻእ ኣይትኽልኽልእዎም” በለ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት ዝተደለየሉ ኢየሱስ ክርስቶስ ንህጻናት ክፈልጡዎ ፡እዚይ ከኣ ብመልኽዕ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምዝርጋሕ ከምኡ ዝኣመሰሉን ብዝተፈላለየ መገዲ ፡ከም ዓለም ለካዊ መርበብ ሓበሬታ፡ ተንቀሳቀስቲ ቴሎፈናት (ውዲሓ/ ሕብራዊ በራሪ ጽሑፋት፡ ሕብራዊ መጽሓፍ ቅዱስ፡ብዝተፈላለየ ቃንቃታት ህጻናት ዝዛረብዎ.

እዘን መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታት ን 1.8 ቢልዮን ሕጻናት ኣብ ዓለም ዘለዉ ብነጻ ንምዝርጋሕ ብኹሉ ዝኻኣለሉ መገዲ.

ጽሑፋት ዜናታት ንምርኣይ ሳይን ኣብ

Receive